ተዓፅዩ
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ Data Base Management Softwe በቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፐስፊኬሽን ኣብ 45 መዓልቲ ውሽጢ ኣተኣታትዩ ዝውድእን ምክርን ግልጋሎትን ዝህብ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ