ተዓፅዩ
ን2ይ ግዜ ዝውፀ ምልከታ ጨረታ ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ጋራጁ ናይ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ ከትክል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስ ዘለኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ጋራጅ ናይ ሓለዋ ካሜራ / security camera /ንምትካል ልምዱ ዘለኩም ክትጫረቱ ትደልዩ ሰብ ሞያ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ