ን2ይ ግዜ ዝውፀ ምልከታ ጨረታ ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ጋራጁ ናይ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ ከትክል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስ ዘለኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ጋራጅ ናይ ሓለዋ ካሜራ / security camera /ንምትካል ልምዱ ዘለኩም ክትጫረቱ ትደልዩ ሰብ ሞያ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ሓደ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ መትከሊ ብምሕባር ጨረታ ዶኩመንት ሽም ምእታው ትክእሉ ኢኩም፤ ዝትከላ ካሜራ ብዝተሓተ በቤት ፅሕፈትና ይንገረኩም፡፡

2 ካብ ዕለት 11/08/2011ዓ/ም ክሳብ 22/08/2011/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዝገባ ዝፍፀመሉ፤

3 ምስዓሩ ዝተነገሮ በዓል ሞያ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ውዕሊ ይኣስር፤

4 ድሕሪ ውዕሊ ምእሳር ትካል ከቅርብሉ ዝግዛእ ማተሪያል ዝርዝር ብፅሑፍ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓለቲ ኣቀሪቡ ናብ ስራሕ ዝኣትው፤

 ኣድራሻና ጣብያ ኢንዱስትሪ ቀበሌ 06 ሰላም ቆርቆሮ ፋብረካ 50 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ፊት ንፊት ራያ ማይ መከፋፈሊ

ጨረታ መደብ

s