ተዓፅዩ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን አብ ወረዳ ወልቃይት ማይግባን ቆራሪትን ንቢሮ ግልጋት ዝከዉን በዓል ሓደ ደብሪ ህንፃ BC/GC-5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታወልቃይት
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ