ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 02/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ