ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ብኮንስትራክሽን ሞያ መደበን ሓፂርን ስልጠና እነስልጥኖም ሰልጠንቲ ዝተመደበሎም በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት መሳርሒ :ናይ ማይ ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሪክ :ናይ ኮንስትራክሽን : ናይ ብሎኬት : ናይ ኮብልስቶን :ፈርንቸርን ሕትመትን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣግበ