ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 17, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 17, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣግበ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጨርቃ ጨርቂ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 19, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 19, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ን 3ይ ዙር መናእሰይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ማይ ዝርገሐ ፣ ኮንስትራክሽን ኮስሞቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅ፣ ናይ ምግብና ኣቅሑት፣ስፖርት ዕጥቂ፣ ምርባሕ ደርሁ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ መጋያየፂ መኪና ዲኮር ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር፣ ናይ ኢነትረ መኪና ጋራዥ ፣ ናይ ጀነሬተር ንናይ ፃፃይት ማሽን ፅገናን ሰርቪስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 26, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019