ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንርክብ ህዝብን መንግስትን ከምኡውን ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሳሓርቲ ሳምረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ