ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ከተማ ግጀት ንወረዳ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ ጉልበት ሞተር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ፣ ሕትመትን ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 20, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 20, 2013 8:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ