ተዓፅዩ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ናይ ሕትመት ሰራሕቲ፣ ሎት 2 ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ፣ ሎት 3 ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ