ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቱል ኪት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
1 | ኤሌክትሮኒክስ ቱልኪት | ብስፔስፊኬሽን መሰረት | 12 | 01 |
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ 08/04/2011ዓ/ም ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400222 /0451 /3110 /0201 /410219 ደዊሎም ከሓቱ ይኽእሉ።