ውቅሮ ቤት ህንፀት ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝክፍል ናይ ህንፃ መሳረሒ ንብረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታኣወዱሩ ከገዝእ ስለ ዝደሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 16, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 16, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ንምግዛእ ን ተሃነፅቲ ዝምግብ ነጋዳይን ንምሃብን ይደሊ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ወይ ድማ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ከምኡ እዉን ንተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ዝምግብን ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ /ክህብን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 2, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 7, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንናይ 201ዓ/ም በጀት ዓመት ንመሳርሒ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ንብረታት ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ዝኸውን ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019