ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 10, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 10, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2012ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ቆፀርትን :ካልኦት ናይ ዓማዊል መሸጣ ዝዉዕል ፊትንግ 2 ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፊቲንግታት : HDP መጋገጠሚን 3 ንናይ ኢድ መሳርሒ ዝዉዕል ንብረትን 4 ንዓብይ መስመር ዝርገሐ ዝዉዕሉ HDPE ትቦታትን መገጣጠሚኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 26, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019