ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ሓወልቲ ቁሸት ገራርሳ ሳይት ጎለሻ ናይ ማይ መስመር ዝርገሐ water paint /መዐደሊ ማይ/ መስተይ ከፍቲ መቀመጢ ሮቶን ክልተ ማልኮልን ብደረጃ 9ተ ደቂቅን ልዕሊኡን ማይ ኮንስትራክሽን ብናይ CRGEAF በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ራያ ዓዘቦ