ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ
2 ካብ ዕለት 17/07/2012 ክሳብ21/07/2012 ሰዓት8፡30 ኣብ ዘሎ ግዜያት ምቕራብ ይካኣል
3 እቲ ፕሮፎርማ 21/07/2012 ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንስና ቢሮ ቁፅሪ 106 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል