ተዓፅዩ
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል ንመበል 16 ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕትን ምርምርን ግልጋሎት ዝዉዕል Proceeding ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓ/ዓዲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ