ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 2, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 መኸበሪ ጨረታ ብር 1000.00 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

2 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ክወስድ ዝክእል

3 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ንብረት እንተዘይወሲዱ ንመኸበሪ ጨረታ ዘትሕዞ መጠን ገንዘብ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ይኸዉን

4 ናይ ዝሽየጥ ዝርዝር ንብርት ዝሓዘ ሰነድ ካብ ኤጄንስና ምዉሳድ ዝኽእሉ ኮይኖም ካብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ምዉሳድትካኣል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ዝተረከብሉ ዝኽፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ እንተዘይትረኪቦም እዉን ጨረታ ምኽፋት ኣየተኣጋግሎን

6 ተወዳደርቲ ሽም ፣ ኣድራሻ፣ ሞባይል ቁፅሮም ፌርምኦምን ብንፁር ክመልኡ ኣለዎም

7 ኤጄንስና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 4240 00 09

ጨረታ መደብ

s