ተዓፅዩ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት (Electronics) ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ