ተዓፅዩ

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናዉቲ ክዳን: ሻርፕ: ንደቂ ኣንስትዩ : መለለይ ክዳን ንዋርዲያ :ካናቲራ ንወራዲያ : ቆርባት ጫማ ንዋርዲያ: ቆርበት ጫማ ንደቂ ተባዕትዩ : ቆርባት ጫማ ንደቂ ኣንስትዩ : ንብየዳ ዝኮን ቆርበት ጋዋን : ብቅልጠፍ ዝክፈት ጫማ ድሕንነት : ቆርባት ጎንቲን ካልኦትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማ ከባቢኣን ንዝርከብ ሕብረተሰብ ዝዉዕል ዓሚቁ ጉድጎድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮ መካኒካል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንደቀመዛሙርቲ ቀለብ ዝኸውን ጣፍ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገናሕቲ መኪና ዝፍትኑ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 11, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 11, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019