ተዓፅዩ

ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ጣብያ ማርታ ፍሉይ ቦታ ሓሚዳይ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ እንዳ ኣፈ ከሳሰ ኪ/ማርያም ገሰሰና ልጆቹ ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር መኽዘን ዝርከብ በዝሑ 3520 /ሰለስተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ዕስራን/ ባዶ ጥርሙዝ ዝሓዘ ናይ ዳሽን ቢራ ካሳ ብመበገሰ ዋጋ ንሓደ ካሳ ብር 555.00 /ሓሙሽተ ሚኢትን ሓምሳን ሓሙሽተን ብር/ ብጨረታ ክሽየጥ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ዘገልገለን ፍራስን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ (ብሓራጅ) ክንሸይጥ ስለዝደለና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 17, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019