ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ናይ 2017 በጀት መደበኛ በጀት ንወረዳ ፅምብላ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ገጠር ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ንእንስሳ ሕክምና ግልግሎት ዝውዕል ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውንቲ ሕክምናን ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕፁያት ተውዳድርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለይ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣስገለ ፅምብላ