ተዓፅዩ

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሕበር ካብ 3 ህዳር 2018 ዓ.ም. ጀሚሩ አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ላCore/ላጪ አብ ከተማ መቀሌ ከባቢ ቤት ፅሕፈት፣ ፕሮጀክት መስቦን ካልኦት ፕሮጀክታትን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዝገልገሉ ንብረት—ማለትውን በራሚል፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ጎማ፣ ቆርቆሮ፣ ሓፂን፣ መፅንን፣ ዕንፀይትን፣ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታትን ተሽከርከርትን፣ ስክራፕ ብኪሎግራም ዝሽየጡ፣ ካልኦት ዝገልገሉ ንብረታትን—ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ምልክታ ጨረታ አውፅኡ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ፤ ምዕደጊ ሰነድ ጨረታ ክሳብ 7 መስከረም 2019 ዓ.ም.፣ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 8 መስከረም 2019 ዓ.ም. ልክዕ ሰዓት 4:00 ተባሂሉ ዝነበረ ቀሪኡ፣ መዓልቲ ስለዝተናወሐ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2019 4:05 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 9, 2019 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 11, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 11, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 11, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ብመሰረት ደንቢ ቁፅሪ 23/2018 ዓ/ም ን ነዚ ደንቢ መፈፀሚ ዝወፀ መምርሒ ኣፈፃፅማ መሸጣ መንግስታዊ ኣባይቲ መምርሒ ቁፅሪ 25/2018 ዓ/ም ን ንሓርበኛታት ጉዳኣት ኹናት መሕከሚ፣ ንተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ንምምላስን ሕዉየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ንምክያድን ዘድሊ ሃፍቲ ንምትእኽካብ ኣብ ትሕቲ ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን 2 ብድምር 9 ንድርጅት ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ 7 ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንመሸጣ ዝቐረቡ ኣባይቲ ምስ ምሉእ ትሕዝቶ መሬት ንምግዛእ ድሌት ዘለዎም ውልቀ ሰባት ፣ ውልቀ ነጋዶ ፣ ግዝያዊ ሽርክና ማሕበር (Joint Venture) ፣ ሕጋውያን ማሕበራት ፣ ናይ መንግስቲ ትካላት ልምዓትን ትካላት ንግድን ንክወዳደሩ ይዕድም ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2019 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 16, 2019 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ20,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (-0.01)162.60 (-0.01)
179.22 (-0.21)181.01 (-0.21)
24 (0)24.39 (0)
9.66 (-0.01)9.76 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2019