ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ንዘለዎ ናይ መድሓኒት ሕፅረት ንምፍታሕ ካብ ዘለዉ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ቁፅሪ 36009/a-014/19ዓ/ም
ዕለት 08/03/2019 ዓ/ም
ናብ ዝምልከቶ ኩሉ
ዋኒኑ - ብዛዕባ መድሓኒት ፕሮፎርማ ምምላእ
ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ መድሓኒት ሕፅረት ንምፍታሕ ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ::
| No | ITEM | unit | quantit | Unit Price | total Price | Expire Date |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Amlodipine mg 10x10 | pk | 200 | |||
| 2 | Diclafinong tablet of100 | box | 10 | |||
| 3 | Metronidazole 250mg/5ml- | bottle | 10 | |||
| 4 | Metronidazole125mg/5ml-susp of 100ml | HT | 50 | |||
| 5 | Tets Amitoxin (TAT) Equine 1.500 Umi in Iml Ampoule Injection | Ampoule | 30 | |||
| 6 | Ibuprofine 400mg tablet of 10x10 | PAC | 30 | |||
| 7 | Catheter foley two ways-30-50ml 18CH | cach B1 | 20 | |||
| 8 | Alcohol Denatured 70% soin of L | Bt | 60 | |||
ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግበአኩም ረቃሕታት
1. በቲ ዘርፉ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ, ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግበረሉ ይግባእ።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ 09/03/2019 ዓ/ም ክሳብ 11/03/2019 ዕለት አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲአብ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ሰዓት 6:00 ዕለት 11/03/2019 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከውን።
3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን ።
4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት አብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረጋገፀ ቤት ፅሕፈት አብ ውሽጢ 15ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም
5. ክትዋዳደሩ ትደልዩ ተዋዳደርቲ ናይ TOT/VAT ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይምረፅ
6. እቲ ፕሮፎርማ አድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ።
ክንዲ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ
ፕሮፎርማ መቅረቢ
ፌርማ--
ሽም-
ዕለት
ፌርማ-
አድራሻ:-ላጪ ጥዕና ጣብያ ስ/ቁ0942769463 /0985003613