https://tenders.milkta.com/ti/display/20892

ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ንዘለዎ ናይ መድሓኒት ሕፅረት ንምፍታሕ ካብ ዘለዉ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 9, 2019 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2019 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2019 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቁፅሪ 36009/a-014/19ዓ/ም

ዕለት 08/03/2019 ዓ/ም

ናብ ዝምልከቶ ኩሉ

ዋኒኑ - ብዛዕባ መድሓኒት ፕሮፎርማ ምምላእ

ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ መድሓኒት ሕፅረት ንምፍታሕ ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ::

NoITEMunitquantitUnit Price

total Price

Expire Date
1Amlodipine mg 10x10pk200
2Diclafinong tablet of100box10
3Metronidazole 250mg/5ml-bottle10
4Metronidazole125mg/5ml-susp of 100mlHT50
5Tets Amitoxin (TAT) Equine 1.500 Umi in Iml Ampoule InjectionAmpoule30
6Ibuprofine 400mg tablet of 10x10PAC30
7Catheter foley two ways-30-50ml 18CHcach B120
8Alcohol Denatured 70% soin of LBt60

ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግበአኩም ረቃሕታት

1. በቲ ዘርፉ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ, ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግበረሉ ይግባእ።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ 09/03/2019 ዓ/ም ክሳብ 11/03/2019 ዕለት አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲአብ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ሰዓት 6:00 ዕለት 11/03/2019 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከውን።

3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን ።

4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት አብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረጋገፀ ቤት ፅሕፈት አብ ውሽጢ 15ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም

5. ክትዋዳደሩ ትደልዩ ተዋዳደርቲ ናይ TOT/VAT ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይምረፅ

6. እቲ ፕሮፎርማ አድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ።

ክንዲ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ

ፕሮፎርማ መቅረቢ

ፌርማ--

ሽም-

ዕለት

ፌርማ-

አድራሻ:-ላጪ ጥዕና ጣብያ ስ/ቁ0942769463 /0985003613