ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ደኒ ኣግራብ ዘርኢ , ናይ ትራፊክ ምልክትን መመልከትን , ናይ ዜብራ ቀለም ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 30, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ