ተዓፅዩ
ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2008 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 3ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ፡ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታት ፡ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዓ/ዓዲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ15.00
ዝወፀሉ መዓልቲ