ቤት ፅሕፈት ልምዓት ማይ ሃፍቲ መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት 3ተ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡን ሓደ መትረብ ጥራሕ ኣብ ጣብያ ዓዲ ፍልሖ ፣ሓደ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡ ኣብ ጣብያ ሰላም ፣ሓደ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡ ኣብ ጣብያ ሩባ ማይ ሎሚን ፣ሓደ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡ ኣብ ጣብያ ሰላም ፣ሓደ መትረብ ጥራሕ ኣብ ቦታ ብናይ ዘላቂ ልምዓት ሽቶታት ንምስራሕ ብደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ወልቃይት