ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 20, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቅረባይነትን ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበርን ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለረሽን ከቀርቡ ዝኽእሉ

3 ተጫረቲ ናይ መኽበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብባንኪ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩሜንት ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 115 Â ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል

7 ጨረታ 4 /13 /2008 ዓም ሰዓት 300 ተዓፅዮ ዝኽፈተሉ ዕለት 4/ 13 /08 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ከይተረከቡ ተተሪፎም ጨረታ ካብምክፋቱ አይተአጓጎልን

8 እብቲ ጨረታ ዘሸነፈ ዉዕሊ ክኣስሩ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10% ብስፒኦ ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ በጨግቡእ አለዎም

22 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401209 ምድዋል ይከአል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s