ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ጣብያ ሐየሎም ቁሸት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ኮንደሚንየም ዝነበረ ሐደ ህንፃ ናብ ቤት ፅሕፈት ተቀይሩ ንምስራሕ ናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ብደረጃ 8 ደቂቅ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ማሕበራት ዉይድማ ዉልቀ ደኣንት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽራሮ