ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አዳራሽ ዝከዉን ወንበር ጠረዼዛ ማንታርቦን መጋረጃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 4, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 5, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ