ተዓፅዩ
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 30, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 30, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታራያ ዓዘቦ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ