ተዓፅዩ

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ሎት 1- ናይ ላባራቶሪ ኣቑሑትን ኬሚካላትን ፣ሎት 2 ንምርምር መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 3- ናይ ፅሐፈት መሳርሒ፣ ሎት 4- ፅሬት ኣቅሑት፣ ሎት 5 ናይ ፊሊዲ መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 6 - ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 5, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 5, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2011 3:29 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ናይ ዓባይ ኢነትረ መኪና ጋራጅ / ናይ ኢድ ሞያ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 24, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 24, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 24, 2011 11:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019