ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ኣዲስ ኣበባ ብርሃንና ሰላም ናብ መቐለ ናይ ሕትመት ውፅኢት ብካርቶናት ከጓዓዕዝ ይደሊ ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408714 ምድዋል ይከኣል፤