ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሕርሻ፣ ሃፍቲ ማይ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክፍሊ ትምህርትን ንኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት ፀፀር/ ጃህያ/ ፣ ሑፃ/ ሓሸዋ/ ፣ምሩፅ ሓመድ እምንን ክራይ ካዕታ ማሽንን ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታራያ ዓዘቦ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ