ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ፖሊስን ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ምምሕዳርን ከተማ ማይጨው ግልጋሎት ዝውዕሉ ኮበርታን ሽርጥን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ በዚ ዘርፊ ንግዲ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታማይጨዉ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ