ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 7, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 7, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት 2ይ ዘር ዕድጊት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ አገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ሕትመት፣ቀወምቲ ንብረት፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና፣ዕጥቂ ስፖርት፣ ሞተር ሳይክል፣መፅሓፍቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ፣መፃሕፍቲ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 7, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 7, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019