ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማ መቀለ ዝርከብ ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኣቅሑት ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 15, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተጫረቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማልኣሉ ይግባእ
1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ፣ምዝገባ መቅረባይነት ፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ወርሓዊ ፀብፃብ ዘቅረበ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን፣ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር/ ፣ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበ መረጋገፂ ቁፅሪ
2 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ክሳብ 15/06/2011ዓ/ም 500.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል፤
3 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-406300 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፤