ተዓፅዩ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝ/ዩ መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ጎማ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ቅብኣትን ጀነሬተርን ተሽከርከርትን ከምኡውን ናይ መካይን ኮንፈርትን ምንፃፍን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 9, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ