ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረ ስውኣት ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ትም/ቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም  ሰዓት 3:00ይከውን፤

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝርን ቲን ቁፅሪን

4 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም

5 ፐሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም  ሰዓት 4:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-749262 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s