https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9839

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረ ስውኣት ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ትም/ቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2012 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2012 04:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም  ሰዓት 3:00ይከውን፤

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝርን ቲን ቁፅሪን

4 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም

5 ፐሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም  ሰዓት 4:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-749262 ምድዋል ይከኣል፤