ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ግራፋጥጥ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎምን

3 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ዝተሓደሰ ወረቀት ምሰከር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክአሉ

5 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክሰ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 1 ብነፃ ምዉሳድ ይከኣል

8 ምልክታ ጨረታ 02/04/2012 ክሳብ 16/04/2012 ዝፀንሕ ይከዉን እቲ ጨረታ 17/04/2012 ሰዓት 3፡00 በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 01 83 ብምድዋልን ብኣካል ቀሪብኩም ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s