ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ግራፋጥጥ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎምን
3 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ዝተሓደሰ ወረቀት ምሰከር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክአሉ
5 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክሰ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
6 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 1 ብነፃ ምዉሳድ ይከኣል
8 ምልክታ ጨረታ 02/04/2012 ክሳብ 16/04/2012 ዝፀንሕ ይከዉን እቲ ጨረታ 17/04/2012 ሰዓት 3፡00 በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 01 83 ብምድዋልን ብኣካል ቀሪብኩም ምሕታት ትክእሉ