በዓል መዚ እቶት ንልምዓት ክልል ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 4, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይዚ ዘበን ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት
4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ 6000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘትሕዙ
5 ሰነድ ጨረታ 20 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 20/03/2012 ክሳብ 04/03/2012 ሰዓት 6፡00 ብምምፃእ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
6 እቲ ጨረታ 04/03/2012 ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡00 ይከፈት
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እነተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75