https://tenders.milkta.com/ti/display/9581

በዓል መዚ እቶት ንልምዓት ክልል ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 4, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይዚ ዘበን ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ  6000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘትሕዙ

5 ሰነድ ጨረታ 20 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 20/03/2012 ክሳብ 04/03/2012 ሰዓት 6፡00 ብምምፃእ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ 04/03/2012 ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡00 ይከፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እነተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75