ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቐ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ግዚኢት ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ

2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 01/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/03/2012ዓ/ም 3፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት04/03/2012 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342418137 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s