ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቐ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ግዚኢት ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 1, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ
2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል
3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 01/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/03/2012ዓ/ም 3፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት04/03/2012 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342418137 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል