መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ን2012ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ተወሳኪ እሴት ታክስን ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተሓደሰ ናይ2012ዓ/ም መቅረባይነት ዘለዎ

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ 

4 ካብ ሓምለ 2011ዓ/ ቫት ዲክለር ዝረበረሉ መረዳእታ

5 መኸበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 1000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ነፃ ኮይኑ ካብ 10/02/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 01/03/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 05 05 /09 14 76 9023

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s