መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ን2012ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ተወሳኪ እሴት ታክስን ከቅርብ ዝክእል
2 ዝተሓደሰ ናይ2012ዓ/ም መቅረባይነት ዘለዎ
3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
4 ካብ ሓምለ 2011ዓ/ ቫት ዲክለር ዝረበረሉ መረዳእታ
5 መኸበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 1000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
6 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ነፃ ኮይኑ ካብ 10/02/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል
7 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 01/03/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 05 05 /09 14 76 9023