ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓ/ጉዶም ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ተኽልታት ብፕሮፎርማ ንምግዛእ ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ 27/11/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ በቲ ዘርፊ ንግዲ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ንምግዛእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 27, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት

3 ቲን ቁፅሪ

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት

መፍለይ

 መዐቀኒ

በዝሒ

1

 ዱራንታ

ቁፅሪ

10

2

ሰንቺሪ

ቁፅሪ

10

3

ተርሚናል

ቁፅሪ

10

4

ድራሴፕ

ቁፅሪ

10

5

ፒኮክ

ቁፅሪ

10

6

ቀጢን ፅሕዲ

ቁፅሪ

10

7

ድሬዳዋ

ቁፅሪ

10

8

ዝተፋላለዩ ዕንበባታት

ቁፅሪ

10

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ

ጨረታ መደብ