ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓ/ጉዶም ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ተኽልታት ብፕሮፎርማ ንምግዛእ ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ 27/11/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ በቲ ዘርፊ ንግዲ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ንምግዛእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 27, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት
3 ቲን ቁፅሪ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | ዱራንታ | ቁፅሪ | 10 | |
2 | ሰንቺሪ | ቁፅሪ | 10 | |
3 | ተርሚናል | ቁፅሪ | 10 | |
4 | ድራሴፕ | ቁፅሪ | 10 | |
5 | ፒኮክ | ቁፅሪ | 10 | |
6 | ቀጢን ፅሕዲ | ቁፅሪ | 10 | |
7 | ድሬዳዋ | ቁፅሪ | 10 | |
8 | ዝተፋላለዩ ዕንበባታት | ቁፅሪ | 10 |
ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ